Episode #3
ምሳሌ ፍረ ኣድሪ | The Parable of the Mustard Seed ምሳሌታት ኢየሱስ – ምዕራፍ 2🌱

ኢየሱስ መንግስተ ሰማያት ምስ ንእሽቶ ፍረ ኣድሪ ኣመሳሲልዋ። 🌱

ፍረ ኣድሪ ንእሽቶ እኳ እንተኾነት፣ ምስ ዓበየት ግና ዓባይ ተኽሊ ትኸውን። ብተመሳሳሊ፣ መንግስቲ ኣምላኽ ብንእሽቶ ክትጅምር ትኽእል፣ ግናኸ ትዓቢን ብዙሕ ፍረ ተፍርን።

📖 ማቴዎስ 13፡31–32 📖 ማርቆስ 4፡30–32 📖 ሉቃስ 13፡18–19

#ምሳሌታትኢየሱስ #ፍረኣድሪ #ቃልኣምላኽ #Tigrinya #Tigrigna #Eritrea #Eritrean #Jesus #Bible #ChristianPodcast #TigrinyaPodcast